ብዛዕባ ተስፋ ኢቭንትስ

Your best party - we will arrange it

አቲ ኣካል ናይ ሂወትና ዝኮነ ወራያትናን(ድግሳትናን)ኣብ ቦታ ሰደት ኮንካ ምድላውን ምምዕራግን ክንድምንታይ ኣድካምን ኣጨናቅን ክምዝኮነ ኩልና ንፈልጦ እዪ፥ ተኮነ ግን ትካልና ነዚ ንምቅላል ኣዳራሽኩም ብዘመናውን ባህላውን ብምሽላም ፥ቪድዮን ካሜራን፥ ደረፍቲ ምስ መሳርሒ ሙዚቃ፥ ኣዳለውቲ መግቢን ካልእ ኩሉ ትደልይዎን ኣማሊኡ ድካምኩም ምቅላል እትዓቢ መዓልትኩም ድሙቅን ተዘካርን ንምግባር እዩ ዝሰርሕ።
 
ትካልና ኩሉ ዓይነት ወራያትን በዓላትን ከም መርዓ፥ ጥምቀት፥ዓመት ቆልዓ፥በይቢሻወርን ዓበይቲ ሰሚናራትን ብዝመረጽኩሞ ንምምዕራግ ድልው እዩ።

Galleri

Tesfa Event
Logo
Shopping cart